ዘይንቡር ቀዝሒን ውርጪን ኣብ ደቡባዊ ክፋል ኣመሪካን ኣብቲ ብልምዲ ብዙሕ ዘይጽሎ ኣከባቢን ይሃርም ብምህላዉ ኣብያተ-ትምህርቲ ክዕጸዋን ካልእ ማሕበራዊ ኣገልግሎታት ክበዂርን ድፍኢት ገይሩ ኣሎ። ...
ጉጅለ ሓማስ ምስ እስራኤል ኣብ ዝህሉ ቀጻሊ ምልውዋጥ፣ ንኣርባዕተ ዝጨወየን ደቂ ኣንስትዮ ከምዝፈትሕ ኣፍሊጡ። እስራኤል ብተራኣ ንዝኣሰረቶም ፍልስጤማዊያን ክትለቆም እያ ዝብል ትጽቢት አሎ። እዚ ...
Turkey: A fire at a ski resort hotel in the Bolu mountains killed at least 66 people on Tuesday, officials said, with some ...
A hospital in Goma has taken in more than 200 wounded since early January as fighting intensifies in the eastern North Kivu ...
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ቢሮ ትምህርቲ እቲ ክልልን ቤት ፍርዲ ከተማ ኣኽሱም ክልከላ ሕጃብ ኣብ ባይተ ትምህርቲ ከተማ ኣኽሱም ንኽለዓል ዘሕለፍዎ ውሳነ ዘይምትግባሩ ዝቃወሙ ተሳተፍቲ እቲ ሰልፊ፡ “ሕጃባ ...
ፕረዚደንት ትራምፕ ትማሊ ሰኑይ ድሕሪ ስነ-ስርዓት ጽንብል ኣብ ዝፈረሙዎ ትእዛዛት፡ ኣመሪካ ካብ ውድብ ጥዕና ዓለም ከም ዝወጽአት ገሊጾም። ትራምፕ ድሕሪ ለበዳ ኮቪድ-19 ምስቲ ውድብ ኣብ ምትፍናን ...
ትማሊ ሰኑይ 20 ጥሪ 2025 ቃለ-መሓላ ዝፈጸመ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ፡ ድሕሪ ጽንብል ንዝተፈላለዩ ክስርሓሎም ዝጸንሑ ፖሊሲታት ዝልውጡ ፕረዚደንታዊ ትእዛዛት ፈሪሙ። ዶብ ሰጊሮም ዑቕባ ንዝሓቱ ...
(ሕሜቲ) ዝምርሑ ሓይልታት ህጹጽ ወሃብ-ድጋፍ፡ ኣብ ኣልፋሸር ሰሜን ዳርፎር ብዘካየድዎ ኣልማማ ደብዳብ፡ ብውሑዱ 16 ሲቪላውያን ቀቲሎም፡ 18 ድማ ኣቝሲሎም። እቲ ዞባ፡ ኲናት ሓድሕድ ሱዳን ካብ ...
ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ቱርኪየ፡ ኣብ ሓደ በዓል 12 ደርቢ መዘናግዒ ሆቴል ብዘጋጠመ ባርዕ ዛጊት 66 ሰባት ምማቶም ክፍለጥ እንከሎ፡ 51 ድማ ቆሲሎም ኣለዉ--ከም ጸብጻብ ኣሶሸትድ ፕረስ። እቲ ሰሉስ ...
"ንህዝቢ ኣመሪካ ከመስግን እደሊ። መበል 47 ፕረዚደንትኹም ኣቐዲምኩም’ውን መበል 45 ፕረዚደንት ኣመሪካ ንክኸውን ዝመረጽኩምኒ ካብ ልቢ እመስግን። ንዅሉ ዜጋ’የ ዝብል ዘለኹ። ኣብ ክንዳኹም፡ ኣብ ...
ፈላማይ ፕረዚደንት ኣመሪካ ጆርጅ ዋሽንግተን፣ ፕረዚደንታዊ ጽምብል ኣብ ከተማ ኒውዮርክ እዩ ተገይሩሉ። ሽዑ፡ ከተማ ኒውዮርክ ግዜያዊት ርእሰ ከተማ ኣመሪካ እያ ነይራ። ኣመሪካዊያን፣ ቅድሚኡ ...
ሰኑይ 20 ጥሪ መዝነት ዘረከበ ጆ ባይደን፡ ናይ ልዕሊ 50 ዓመታት ጻንሖት ዋሺንግተንን ፖለቲካ ኣመሪካን ዛዚሙ፡ ናብ ሓድሽ ምዕራፍን ካልእ ስፍራን ኣምሪሑ ኣሎ። ባይደንን ስድራኡን ናብ ዝጸመወን ...