ትካል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ስደተኛታት ጽዒና ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን ዝጠሓለት ሓንቲ ጀልባ 20 ኢትዮጵያዊያን ከምዝሞቱ ኣፍሊጡ።እቲ ትካል እታ ካብ ጅቡቲ ዝተበገሰት ጀልባ ብሰንኪ ንፋስ ...
ዅናት ሱዳን ዝሓለፈ ዓመት ካብ ዝተወለዐሉ ጊዜ ጀሚሩ፣ ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ሰባት ሞይቶም፣ ልዕሊ 12 ሚልዮን ድማ ካብ መንበሪኦም ተፈናቂሎም ኣለው። ኣብ ውሽጢ 12 ኣዋርሕ፣ ልዕሊ 770 ...
ኣዋርሕ ድሕሪ ዝወሰደ ዝርርብ፡ ምቍራጽ ተጻብኦታት ቓዛ ተበጺሑ ኣሎ። ኣብ መንጎ ክልተ ወገናት ብዘሎ ስእነት ምትእምማንን ክፍተትን ግን እቲ ጎንጺ ክደግስ ዘለዎ ተኽእሎ ኣዝዩ ዓቢ’ዩ ይብል ጸብጻብ ...
ዘይንቡር ቀዝሒን ውርጪን ኣብ ደቡባዊ ክፋል ኣመሪካን ኣብቲ ብልምዲ ብዙሕ ዘይጽሎ ኣከባቢን ይሃርም ብምህላዉ ኣብያተ-ትምህርቲ ክዕጸዋን ካልእ ማሕበራዊ ኣገልግሎታት ክበዂርን ድፍኢት ገይሩ ኣሎ። ...
ጉጅለ ሓማስ ምስ እስራኤል ኣብ ዝህሉ ቀጻሊ ምልውዋጥ፣ ንኣርባዕተ ዝጨወየን ደቂ ኣንስትዮ ከምዝፈትሕ ኣፍሊጡ። እስራኤል ብተራኣ ንዝኣሰረቶም ፍልስጤማዊያን ክትለቆም እያ ዝብል ትጽቢት አሎ። እዚ ...
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ቢሮ ትምህርቲ እቲ ክልልን ቤት ፍርዲ ከተማ ኣኽሱም ክልከላ ሕጃብ ኣብ ባይተ ትምህርቲ ከተማ ኣኽሱም ንኽለዓል ዘሕለፍዎ ውሳነ ዘይምትግባሩ ዝቃወሙ ተሳተፍቲ እቲ ሰልፊ፡ “ሕጃባ ...
ፕረዚደንት ትራምፕ ትማሊ ሰኑይ ድሕሪ ስነ-ስርዓት ጽንብል ኣብ ዝፈረሙዎ ትእዛዛት፡ ኣመሪካ ካብ ውድብ ጥዕና ዓለም ከም ዝወጽአት ገሊጾም። ትራምፕ ድሕሪ ለበዳ ኮቪድ-19 ምስቲ ውድብ ኣብ ምትፍናን ...
(ሕሜቲ) ዝምርሑ ሓይልታት ህጹጽ ወሃብ-ድጋፍ፡ ኣብ ኣልፋሸር ሰሜን ዳርፎር ብዘካየድዎ ኣልማማ ደብዳብ፡ ብውሑዱ 16 ሲቪላውያን ቀቲሎም፡ 18 ድማ ኣቝሲሎም። እቲ ዞባ፡ ኲናት ሓድሕድ ሱዳን ካብ ...
ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ቱርኪየ፡ ኣብ ሓደ በዓል 12 ደርቢ መዘናግዒ ሆቴል ብዘጋጠመ ባርዕ ዛጊት 66 ሰባት ምማቶም ክፍለጥ እንከሎ፡ 51 ድማ ቆሲሎም ኣለዉ--ከም ጸብጻብ ኣሶሸትድ ፕረስ። እቲ ሰሉስ ...
መበል 47 ፕረዚደንት ኣመሪካ ንምዃን ሰኑይ 20 ጥሪ ቃለ-ማሕላ ዝፈጸመ ዶናልድ ትራምፕ፡ “ሰውራዊ” ንዝበሎ ሓድሽ ምምሕዳር ከም ዝጅምር ገሊጹ። ትራምፕ ኣብ መደረኡ “ወርቃዊ ዘመን ኣመሪካ ሎም ...
ሎሚ ሰኑይ 20 ጥሪ፡ መበል 47 ፕረዚደንት ኣመሪካ ንምዃን ኣብ ወርሒ ሕዳር ዝተመርጸ ዶናልድ ትራምፕ ቃለ-ማሕላ ብምፍጻም ዳግም ናብ ቤተ-መንግስቲ ንምምላስ ይዳሎ ኣሎ። ኣብቲ ብሰንኪ ክቱር ቀዝሒ ...